ርኢቶ ብዛዕባ ውሽጣዊ ክፍፍል መረሕቲ ትግራይ

አብ መንጎ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይን (ግምትን) ህወሓትን ዝግበር ዘሎ ውጥጥ ብዕሊ ካብ አንደበት መረሕቲ ግምት ሰሚዕናዮ አለና። ፖለቲከኛታት ህወሓት…

መግለጺ ዶ/ር ደብረጽዮንን ዶ/ር ሙልጌታን ከመይ ንስረሐሉ?

መግለጺ ዶ/ር ደብረጽዮን ዶ/ር ሙልጌታ (ጫልቱ) ምስ አሌክስ ዴ ቫል ዝገበሮ ናይ ስልኪ ቃለ ምልልስን ሰሚዕና፣ መራሕትና አለዉ እዮም ብትረት ይቃለሱ ኢልና፣…

ጸበባን ቃልሲን ህዝቢ ትግራይ ከመይ ነሕጽሮ?

"ትግራይ ዓደይ በጃኺ 'ባ ይአኽለኪ እቲ ጸበባ ትንሳኤኺ አግህድዮ አብ ቀረባ!" ጥዕምቲ ደርፊ! ኮይኑ ግና እቲ ወሳኒ ሕቶ ቃልሲና አሕጺርና ትንሳኤ ትግራይ…
,

አብይ ሀለወ አይሀለወ፣ ጸገም ትግራይ ብሓደ ግዜ ዝፍታሕ አይኮነን፤ ዕድላት ግን ንጠቀመሎም

ናይ ገለገሌኹም ጥርጣረ ቅቡል እዩ፣ ጥንቃቀ ምግባር አድላዪ 'ውን 'ዩ። ናይ ገሌኹም ግን ሓለፋ አለዎ። ካብ ጉጅለ ብልጽግና ዝተወሀበ መምርሒ ተጋውሑ ዘለኹም…
,

ዝፍጠሩ ዘለዉ ዕድላት ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ከመይ ንጠቀመሎም?

ሱዳን ግዝአታ ንኽተምልስ፣ አል ፋሽቃ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ዋላ ቤንሻንጉል ጉሙዝን መተማን ናብ ኢዳ ክተእትወሉ ትኽእለሉ ዓብይ ዕድል አጋጢምዋ አሎ። ብተአምር…
,

ቃልሲ መሰል ዓርሰ-ውሳነ አብ ኢትዮጵያ

እቲ ኣብ ትግራይ ናብ ኲናት ዘምርሐ ፖለቲካዊ ውጥረት፣ መሰል ዓርሰ-ውሳነ ብጭቡጥ ንምርግጋጽ ካብ ዘኽእል አረዳድአን ሞገተን ሕገ መንግስቲ እታ ሃገር…
, ,

ውዕሎ ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ውጽኢት አልቦ ኮይኑ ተዛዚሙ

ውዕሎ ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ውጽኢት አልቦ ኮይኑ ተዛዚሙ አሎ። ካብዝተፈላለያ ሚድያታት ብኢንግሊዝኛ ዝተጠመረት ነዛ ዜና አንብቢኩም ስርሒት ሱዳን…
,

ዋዕላ ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ

ጽባሕ ሰንበት (10.01.2001 GC) ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ህዳሴ ግድብ አመልኪተን ክዝትያ እዬን። አብዚ ሰሙን ሱዳን ብዝተፈላለየ መንገዲ ጠንካራ ቅዋማ ክትገልጽ…
, ,

ሸብረኽ ከይንብል ሃየ

ዝሓለፈ ግንቦት አብ ዋልታ ዝቀረበት ዶክመንተሪ ትዝክርዋዶ? ቃለ መሕትት ዝተገበረሎም ሰባት አብይ አሕመድ ናብ ስልጣን ምስ መጸ አብ ክልል አምሓራ ብባእዴን…